An Important Chapter of the Eritrean Story

Earlier this past week, President Isaias Afwerki, and his delegation, attended the Africa-Italy Summit. The gathering, held in Rome under the theme, “A Bridge for Common Growth” and drawing leaders and representatives from 45 African nations, focused on fostering partnership and cooperation across various areas including, economy and infrastructure, food security, energy security and transition,…

Read More

ራብዓይ ግንባር ኣብ 2024- ምሕያል መኸተ፡ ምድልዳል ስጥመት መሳርዕ

ኣብ ወጻኢ ዝነበር ኤርትራዊ፡ ዓቢ ግምጃ ሃገር ኢዩ። ኣበርክቶኡ ንህዝቡን ሃገሩን፡ ካብ ኣርባዓታት ናይ ዝሓለፈ ዘመን ኣትሒዙ ክሳብ ሎሚ፡ ንልዕሊ 80 ዓመታት፣ ዘየቋረጸ፡ ልዑልን፡ እንትርፎ ሒደት፡ መወዳድርቲ ዘይብሉን እዩ። መንግስቲ ኤርትራ፡ ሓደ ካብቶም ቀንዲ ኣዕኑድ ሃገር’ዩ ዝቘጽሮ፣ ንተርኡ ዝበቅዕ ‘ራብዓይ ግንባር’ ዝብል ስም ድማ ሂብዎ ኣሎ። ሓይሊ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ወጻኢ ከም ኣብ ውሽጢ፣ ዓሚቚ…

Read More