ወግዓዊ ምብጻሕ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ሪፓብሊክ ግብጺ 24 – 26 ለካቲት 2024

ኤርትራን ግብጽን፡ ምስ ቀይሕ ባሕሪ ካብ ዝዳወባ ኣርባዕተ ሃገራት ኣፍሪቃ ብምዃነን፡ ዝምድናአን ዘመናት ዘቚጸረ’ዩ። በብእዋኑ ዝርከብ ዘሎ ጥንታዊ ቅርስታት’ውን ኣብ መንጎ ነበርቲ ምድሪ- ባሕሪ (ናይ ሎሚ ኤርትራ)ን ጥንታውያን ግብጻውያንን ንዝነበረ…