ስርሒት ፈንቅል፡ ድንቂ ወተሃደራዊ ስትራተጂ ህ.ግ.ሓ.ኤ

ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ፡ ካብ’ቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝወርድ ዝነበረ ግፍዒ፡ በደልን ወጽዓን ዝተወልደ ፖለቲካዊ ሓይልን መትከላትን መንእሰያት ኤርትራ ኰይኑ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ወዲቡን መሪሑን ባህጊ ሓርነትን ናጽነትን ህዝቢ ኤርትራ ተሰኪሙ ኣብ ምዕራፉ ንምብጻሕ፡ ብህዝቢ ኤርትራ ዝተወከለ ውድብ እዩ። ስርሒት ፈንቅል ከኣ፡ ሓደ ካብ’ቶም ወተሃደራዊ ብልሒን ርቀትን ኤርትራውያን መንእሰያት ዝተመስከረሉ ኣደናቒን ግዙፍን ወተሃደራዊ ስርሒትን ዓወትን…

Read More

ዓበይቲ ፍጻመታት ስርሒት ፈንቅል

ዒላማ ስርሒት – ካብ እግሪ ኣጻድፍ ሰሜናዊ ባሕሪ ክሳብ ገምገም ባሕሪ ዝዝርጋሕ ኣስታት 100 ኪ.ሜ. ዝንውሓቱ ዕርድታት ኣፍሪስካ ኣብ ምብራቓዊ ግንባር ዝነበረ ሰራዊት ኣኽቢብካ ብምድምሳስ ወደባዊት ከተማ ባጽዕ ምቁጽጻር። ዓቕሚን ዕጥቂን ጸላኢ – ሰብኣዊ ዓቕሚ ኣስታት 3000 ዝኸውን ሓይሊ ባሕሪ ደሚርካ 25,000 – 150 ዝተፈላለያ ዓይነት ታንክታት፡ 70 ከበድቲ መዳፍዕ፡ ልዕሊ 100 ረሻሻት፡ ብብዝሒ ጸረ-ታንክ…

Read More