Eritrean News

ሚኒስትሪ ንግዲን ኢንዳስትሪን፡ ክልተ ሕጋጋት ኣውጺኡ።

0 comments

ሚኒስትሪ ንግዲን ኢንዳስትሪን፡ ንሕጋጋት ዘይቅኑዕ ኣሰራርሓ ንግዲ ዝምልከት ሕጋዊ ምልክታ ቊጽሪ 132/2024፣ ከምኡ’ውን ንሕጋጋት ኣወሃህባ ፍቓድ ዋኒንን ቊጽጽር ስርዓተ-ምዝገባን ዝምልከት ሕጋዊ ምልክታ ቊጽሪ 133/2024 ኣውጺኡ። [more…]