ቃለ-መጠይቕ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ድሕሪ ቀዳማይ ዋዕላ ስዑዲ- ዓረብን ኣፍሪቃን

ክቡር ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ርያድ ኣብ ዝተቓንዐ ቀዳማይ ዋዕላ ስዑዲ- ዓረብን ኣፍሪቃን ኣብ ዝተሳተፈሉ፡ ምስ ወራስ ዓራት ንግስነት ስዑዲ ዓረብን ካልኦት ላዕለዎት ሰበስልጣን ስዑዲን ምስ ሓያሎ መራሕቲ ኣፍሪቃን ርክባት ኣካይዱ ነይሩ። ብዛዕባ’ቲ ዋዕላን ዝነበረ ርክባትን ብዝምልከት ወኪል ሚኒስትሪ ዜና ብ13 ሕዳር ኣብ ሪያድ ብቋንቋ ዓረብ ዘካየዶ ቃለ-መጠይቕ፡ ብትግርኛ ተተርጒሙ ኣሎ። ኣብዚ…

Read More

መበል 56 ዓመት ግፍዕታት ገዛእቲ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ዓድ-እኩድ፡ ተዘኪሩ

መግዛእታዊ ሰራዊት ስርዓት ሃይለስላሴ ብ15 ሕዳር 1967 ኣብ ዓድ-እኩድ – ንኡስ ዞባ ሰልዓ ብዘካየዶ ግፍዒ ናይ ዝሞቱ ንጹሃት ዜጋታት ዝኽሪ ተኻዪዱ። ኣብ’ቲ ብ15 ሕዳር ብዝተፈላለየ መሰናድኦታት ዝተኻየደ ዝኽሪ መበል 56 ዓመት፡ ኣመሓዳሪ ዞባ ጋሽ-ባርካ ኣምባሳደር ማሕሙድ ዓሊ ሕሩይን ጸሓፊ ህግደፍ ኣብ’ቲ ዞባ ኣምባሳደር ማሕሙድ ዓሊ ጃብራን ዝርከብዎም ሓለፍቲ፡ ኣዘዝቲ ሰራዊትን ነበርቲ ናይ’ቲ ከባብን ተሳቲፎም ነይሮም።…

Read More

ቃለ-መጠይቕ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ

ክቡር ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ርያድ ኣብ ዝተቓንዐ ቀዳማይ ዋዕላ ስዑዲ- ዓረብን ኣፍሪቃን ኣብ ዝተሳተፈሉ፡ ምስ ወራስ ዓራት ንግስነት ስዑዲ ዓረብን ካልኦት ላዕለዎት ሰበስልጣን ስዑዲን ምስ ሓያሎ መራሕቲ ኣፍሪቃን ርክባት ኣካይዱ ነይሩ። ብዛዕባ’ቲ ዋዕላን ዝነበረ ርክባትን ብዝምልከት ወኪል ሚኒስትሪ ዜና ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ዘካየዶ ቃለ-መጠይቕ ይስዕብ፦ • ክቡር ፕረዚደንት፡ ዋዕላ ንግስነት ስዑዲ-ዓረብን ኣህጉር…

Read More