ሕድገት

ካልኣይ ክፋል እቶም ኣብ ከባቢ ጽርጊያ ስጋለት ቀጣን ዝነበሩ ወተሃደራት፡ በቲ ካብ ወደብ ዘግዓዙዎ ኮናትል ስርናይ ኣብ ዝሰርሑዎ ዕርዲ ዓሪዶም ነይሮም። ሰሰሪቕና ድኣ ርኢናዮ እምበር፡ ዓይንና መሊእና ክንጥምቶስ ድፍረት ኣይነበረናን። ታንክታቶም ኣብ መናድቕ ናይ’ቲ ፍርስራስ ገዛውቲ እየን ተጸጊዐን ዝነበራ። ሽዑ፡ “እዘን ኣብ መናድቕ ተላሒገን ዘለዋ ታንክታት፡ ንኣሕዋትና ከሀምላኦም ይኽእላ እየን” ኢለ ንበይነይ ተዛረብኩ። ወረ ገድልን…

Read More

‘ሓይሊ 33’ – ኣብ ምስባር በሪ ስጋለት

ክፍለ-ሰራዊት 70፡ ናደው እዚ ድሕሪ ምድምሳሱ ኣብ የማናይ ክንፊ ግንባር መስሓሊት ዓረደ። ኣብ ድፋዓት ዕጨ ደብራይ፡ ሃገረግኒን ካልእ ምስኡ ዝተኣሳሰር ናብ ሩባ ዓንሰባ ዘብል ከባቢታትን መከላኸሊ መስመር ሒዙ ነበረ። እቲ ውድብ ውጥን ስርሒት ፈንቅል ምስ ነደፈ ግን፡ ኣብ መጀመርታ ዓመተ 1990 ካብ ድፋዓቱ ወሪዱ ንሓጺር እዋን ኣብ ከባቢ መልመለትን ገልጠምን ታዕሊም ከካይድ ጸንሐ። ኣብዚ ግዜ’ዚ…

Read More

Awards for Outstanding Athletes and Coaches

Asmara, 09 February 2024 – The Central Region administration honored 32 outstanding athletes, 17 coaches, and 9 clubs in recognition of their remarkable contributions. The event was organized in anticipation of the upcoming Paris Olympics 2024, celebrating the notable achievements of athletes from the Central Region who bolstered the national athletics team throughout 2023. Mr….

Read More

Micro-Credit and Savings Program in Southern Region

Mendefera, 09 February 2024 – The micro-credit and savings program in the Southern region reported commendable efforts in providing services to customers in 2023. This report emerged during an activity assessment meeting held on 6 February in Mendefera. During the meeting, administrators, heads of economic development, and representatives of the micro-credit and savings program from…

Read More

ሕድገት

ከም ኣፍ-ዑንቊ ጸቢቡና ወዓለ። ምድረ- ሰማይ ጸጥ ምስ በለ፣ ድሃይ ሓድሕድ ክንተሓታተት ጀመርና። እቲ ጸጥታ ግን – ናይ ባዕሉ ጸቕጢ ፈጠረልና። ልዕሊ’ቲ ተዅስን ገልጠምጠምን፣ እቲ ኣብ ውሽጢ’ቲ ስቕታ ዝነገሰ ፍርሒ ከበደና። ርእሰይ ፈግ ክትብል ደለየት፣፣ ነዚ እውን ተዅሲ ምስ ሃጠመ እየ ኣቕሊበሉ። እታ ዝተሓባእናላ ጥዋለት ጥራሕ ድያ ዋላስ ምልእቲ ባጽዕ እያ ኣዅሪጣ ክፈልዮ ኣይከኣልኩን። መናድቕ…

Read More

ፈንቅል – ኩሕለ-ምሕሊ ዘየድልዮ ታሪኽ

ሰብ – ብዝሓለፈ ታሪኹ ክንየት ክሳዱ ንድሕሪት ኣዚሩ፡ ናብ ትማሊ እናጠመተ ዝነብር እንተኾይኑ፣ ሓድሽ ዛንታ ክፈጥር ኣይክእልን እዩ። ብኣንጻሩ፡ ዛንታ ትማሊ ረሲዑ፡ ሓድሽ ስጕሚ ክስጉም እየ እንተበለ እውን፣ ሎሚን ጽባሕን ድቂ ትማሊ ስለዝኾና፡ ክስጉም እምበር ከድምዕ ኣይክእልን እዩ። ዛንታ ትማሊ ጥጡሕ መበገሲ እዩ። ካብኡ ዝጥረ ምህሮ ድማ፡ ናብ ጥጡሕ መዕለቢ ይመርሓካ። ስለ’ዚ፡ ድሕሪ ብዙሕ ስጕሚ፡…

Read More

President Isaias Afwerki Returns Home

Asmara, 08 February 2024 – President Isaias Afwerki and his delegation that was on a working visit to the Republic of Italy since 28 January, returned home this afternoon, 08 February. President Isaias, upon invitation by the Italian Government, departed for Italy on 28 January to participate in the Africa-Italy Summit convened on 29 February…

Read More