ቢንያም ግርማይ ኣብ ቱር-ዲ-ፍራንስ ብዘመዝገቦ ናይ መድረኽ ዓወት፡ ቀንዲ ኣርእስቲ ዓበይቲ ማዕከናት ዜና ዓለም ክኸውን በቒዑ።

ኣባል ቤልጁማዊት ክለብ ኢንተርማርሼ-ዋንቲ – ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ፡ ብሰኑይ 1 ሓምለ ኣብ 3ይ መድረኽ መበል 111 ውድድር ቱር-ዲ-ፍራንስ ቀዳማይ ብምውጻእ ዘመዝገቦ ታሪኻዊ ዓወት፡ ዝዓበየ ኣርእስተ ዜና ሓያሎ ማዕከናት ዜና ዓለም ክኸውን በቒዑ’ዩ። ጋዜጠኛ ተስፋልደት መብራህቱ ዘወሃሃዶ ትሕዝቶ’ሎ፡ ብመልክዕ ጸብጻብ ክቐርብ’ዩ። “ቢንያም ግርማይ፡ ኣብ ቅድድም ብሽክሌታ ሰውራ ጀሚሩ’ሎ” ዝበለ መርበብ ሓበሬታ BBC SPORT፡ ኣብ’ቲ ብጸዓዱ ዝተዓብለለ…

Read More

ቢንያም ግርማይ ኣብ ቱር-ዲ-ፍራንስ ብዘመዝገቦ ናይ መድረኽ ዓወት፡ ቀንዲ ኣርእስቲ ዓበይቲ ማዕከናት ዜና ዓለም ክኸውን በቒዑ

ኣባል ቤልጁማዊት ክለብ ኢንተርማርሼ-ዋንቲ – ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ፡ ብሰኑይ 1 ሓምለ ኣብ 3ይ መድረኽ መበል 111 ውድድር ቱር-ዲ-ፍራንስ ቀዳማይ ብምውጻእ ዘመዝገቦ ታሪኻዊ ዓወት፡ ዝዓበየ ኣርእስተ ዜና ሓያሎ ማዕከናት ዜና ዓለም ክኸውን በቒዑ’ዩ። ጋዜጠኛ ተስፋልደት መብራህቱ ዘወሃሃዶ ትሕዝቶ’ሎ፡ ብመልክዕ ጸብጻብ ክቐርብ’ዩ። “ቢንያም ግርማይ፡ ኣብ ቅድድም ብሽክሌታ ሰውራ ጀሚሩ’ሎ” ዝበለ መርበብ ሓበሬታ BBC SPORT፡ ኣብ’ቲ ብጸዓዱ ዝተዓብለለ…

Read More

Cars and Motor Bicycles Race in Asmara

Asmara, 30 June 2024 – The National Cars and Motor Bicycles Federation organized a race today in the Biet-Gergis area of Asmara. The event was attended by Mr. Abraha Asfaha, Minister of Public Works, and Ambassador Zemede Tekle, Commissioner of Culture and Sports, as well as numerous spectators from Asmara. Col. Negusse Girmay, president of…

Read More