ምስራቕ ሂላል ወርሒ ሸዋል 1445 ህጅሪያ/2024 ዓ/ም ሎሚ ምሸት ስለዘይተረጋገጸ፡ ጽባሕ ሰሉስ 9 ሚያዝያ ዛዛሚት ወርሒ ሮሞዳን ተቘጺራ፡ ዒድ ኣልፈጥር ረቡዕ 10 ሚያዝያ ምዃኑ ንሕብር።
በዚ ምኽንያት፡ ረቡዕን ሓሙስን ህዝባዊ በዓል ምዃኑ ንሕብር።
ቤት-ጽሕፈት ኢፍታእን እስላማዊ ጉዳያትን
ዒድ ሙባረክ!