ብምኽንያት በዓል ናጽነት፡ ኣብ ቀንዲ ጐደናታት ኣስመራ ባህላዊ ካርኒቫል ቀሪቡ

ብምኽንያት መበል 34 ዓመት ጽንብል ናጽነት፡ ኣብ ትሕቲ “መስርዕና ድርዕና’’ ዝብል ቴማ ዝተዳለወ ባህላዊ ካርኒቫል፡ ሎሚ 19 ግንቦት ኣብ ቀንዲ ጐደናታት ከተማ ኣስመራ ቀሪቡ። እዚ ብምትሕብባር ኮሚሽን ባህልን ስፖርትን ምምሕዳር ዞባ ማእከልን ዝተወደበ መደብ፡ ብተሳትፎ 13 ንኡስ ዞባታት ኣስመራ፡ ካብ ጐደና ሰማእታት ተበጊሱ ብጐደና ሓርነት ኣብ ሜዳ ባሕቲ መስከረም ዝተዛዘመ ኰይኑ፡ ባህላዊ ኣልባሳትን ትልሂትን ትሽዓተአን…

Read More