ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ናብ ፕረዚደንት ሳልቫኪር ማያርዲት መልእኽቲ ሰዲዱ
ብኣማኻሪ ፕረዚደንት – ኣቶ የማነ ገብረኣብ ዝተመርሐ ልኡኽ ኤርትራ፡ ሎሚ ረቡዕ 2 ሚያዝያ ኣብ ሰዓታት ንግሆ፡ መልእኽቲ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ናብ ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ማያርዲት ኣብጺሑ። መልእኽቲ ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ናይ ነውሕ እዋን ምሕዝነት ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ምስ ሓው ህዝብን መንግስትን ህዝብን ደቡብ ሱዳን ደጊሙ ዘረጋግጽ፣ ክልተኣዊ ምትሕግጋዝ ንምድንፋዕ ተጨባጢ መደባት ዘለዎ፣ ከምኡ’ውን ኣብ…
