ቅልውላው ቀርኒ ኣፍሪቃ ፍሽለት ህንጸት ሃገር

መረበት 200 ሚልዮን ህዝቢ፡ ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ብኣዝዩ ተሃዋሲ መድረኽ ይሓልፍ ኣሎ። ሃገራት ኣብ ድንጉር ጐደና ህንጸት ሃገር (Nation Buildiing) እናዕነነያ፣ መንግስታት ወገነይ ንዝብልዎ “ግዜኻ’ዩ” እናበሉ ስልጣኖም ከውሕሱ፣ ደቂ ሓንቲ ሃገር ጐሳ ፈልዮም ሓድሕድ ይናጸዩ ኣለዉ። ነዚ ድሕረት’ዚ ዝመዝመዘ ህንጸት ሃገር ምዅላፍ ዝሸቶኡ ሓንካሪ ግዳማዊ ምትእትታው ድማ፡ ግርም መዐንደሪ ረኺቡ፡ ብሓኸለን ሓኽልን (carrot & stick) ዝርገት…

Read More