‘መገዲ ሕውየት፡ ንግጭት ደጋዊ ምምሳል ወይ ንኤርትራ በጃ ምግባር ኣይኮነን፡’ ሚኒስተር ዜና ኣቶ የማነ ገብረመስቀል

ፕረዚደንት ኢትዮጵያ ነበር ሙላቱ ተሾመ፡ ኤርትራ ‘ኣብ ቀርኒ-ኣፍሪቃ ሓድሽ ግጭት ክትውልዕ’ ተዳልያ ምህላዋ ኣምሲሉ ዝኸስስ ኣደናጋሪ ናይ ሓሶት ጠቐነ ኣበጊሱ ኣሎ። እዚ ዓሻ ድፍረት ዝመልኦ ጠቐነ’ዚ፡ ብዘይ ሕብእብእ ነቲ ኲናት ዝቕስቅስ ሓደገኛ ዛዕባኦም ንምሽፋንን ርትዓዊ ንምምሳሉን ዝሃቀነ እዩ። የግዳ ስ፡እዞም ዝስዕቡ ሓቅታት ከም ሓቒቕ ማይ ንጹራት እዮም፦ ብኣንጻር’ቲ ኣቶ ሙላቱ ተሾመ ከቕርቦ ዝፈተነ ዝንቡዕ ትረኻታት፡…

Read More