ቅብጸት ነዳያት ዘጉልሐ ዕቡድ ዘመተ

ወርሓት ግንቦተ-ሰነን መስከረምን፡ ብኤርትራውያን ወቕቲ “ኤሪ-ኢንፍሉወንዛ” ተባሂሉ’ዩ ዝጽዋዕ። ኣብ ልዕሊ ኤርትራን ወረጃ ህዝባን፡ ድንቂ ታሪኻን ዕዉት ምረሻኣን ዝዘንብ ዘመተ ምስይጣን ጻዕቂ ዝውስኸሉ እዋን። እቲ ምኽንያት ርዱእ’ዩ። እተን ወርሓት፡ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻኢን ንበዓል ናጽነቱ፡ ዝኽሪ ሰማእታቱ፡ ምጅማር ብረታዊ ቃልሱ፡ ብልዑል ባህታን ፍስሃን፡ ብውዕዉዕ ሃገራዊ ስምዒትን ምዕሩግ ኣገባባትን ዝጽንብለለን ኮይነን፡ ድምቀት ናይዚ ጽንብላት’ዚ፡ ንፈተወቲ…

Read More