ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ኣብ ህልው ዓለማውን ዞባውን ኩነታትን ዘቤታዊ ጉዳያትን መግለጺ ሂቡ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ብ30 ሕዳር 2024፡ ኣብ ህልው ዓለማውን ዞባውን ኩነታትን ዘቤታዊ ጉዳያትን ዘተኰረ መግለጺ፡ ንማዕከናት ዜና ውሽጢ ሃገር ሂቡ። ኣብ’ቲ ብኤሪ-ቲቪን ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራን ብቐጥታ ዝተፈነወ ቃለ-መሕትት፡ ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ምስ ምምራጽ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ንኻልኣይ እብረ፡ ኣብ ኣመሪካ ክህሉ ዝኽእል ለውጢ ምስ ታሪኻዊ ኣመጻጽኣን ካልእ ዓለማዊ ህልው ኩነታትን ኣዛሚድካ ክርአ ከምዝከኣል፣ ኣብ ዝሓለፈ 30…

Read More