ቃለ-መሕትት ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ዓለማዊ፡ ዞባውን ዘቤታውን ጉዳያት (1ይ-ክፋል)

ክቡር ፕረዚደንት፣ ዓለምና ቅልውላውን ነውጽን ብዝበዝሖ እዋን ትሓልፍ ኣላ። ኩነታት ዩክሬን፡ ምትህልላኽ ዓበይቲ ሓይልታት ኣብ ባሕሪ ደቡብ እስያ፡ ግጭት እስራኤል ምስ ሓማስ፡ ሕዝቡላህ፡ ኢራን፡ ሑቲ፡ ብዙሕ ህይወት ይቐዝፍ ኣሎ። ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ’ውን ኲናት ሓድሕድ ሱዳን፡ ውሽጣዊ ግጭታት ኢትዮጵያን ሶማልን ኣሰካፊ እዩ። ኣብዚ ሕጽር ዝበለ ቃለ-መጠይቕና ናብዚ ዝተጠቕሰ ዓለማውን ዞባውን ኩነታት፡ ብዓቢኡ ድማ ናብ ዘቤታዊ ጉዳያት…

Read More

ቃለ-መሕትት ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ዓለማዊ፡ ዞባውን ዘቤታውን ጉዳያት (2ይ-ክፋል)

ክቡር ፕረዚደንት፡ ኣብ ሚያዝያ 2023 ዝተወልዐ ኲናት ሓድሕድ ሱዳን ንምፍታሕ ፈተነታት ክካየድ እኳ እንተጸንሐ፡ ዛጊት ኣይሰለጠን – ስለምንታይ? ኣብ’ዚ ሰሙን ዝተኻየደ ናይ ስራሕ ዑደት ጀነራል ኣልቡርሃን ናብ ኤርትራ ኣብ ግምት ብምእታው፡ ጉዳይ ሱዳን መሰረታዊ ፍታሕ ክርከቦ ግደ ፖለቲካዊ ሓይልታትን ህዝብን ሱዳን ከምኡ’ውን ኣህጉራዊ ማሕበረሰብ እንታይ ክኸውን ኣለዎ? ኣብዛ ሕቶ’ዚኣ ክልተ ሓረጋት ኣለዋ ጽቡቕ ገይረን ክፍለጣ…

Read More

INTERVIEW WITH PRESIDENT ISAIAS AFWERKI: ON GLOBAL, REGIONAL, AND DOMESTIC ISSUES (Part I)

On November 30, 2024, national media outlets conducted an interview with President Isaias Afwerki, discussing timely and important global, regional, and domestic issues. First part of the interview follows. * * * * Mr. President: currently, our world is facing numerous crises and conflicts. The situation in Ukraine, the geopolitical rivalry in the South China…

Read More