ቃለ-መሕትት ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ዘቤታዊ ጉዳያት ራብዓይን መወዳእታን ክፋል 

ናብ ዘቤታዊ ኩነታት ክንሰግር ክቡር ፕረዚደንት፡ ኣብ ድሮ ሓድሽ ዓመት ስለእንርከብ፡ ን2025 ዝተታሕዘ ኣብ መስርሕ ዝጸንሐን ዝቕጽልን ይኹን ሓድሽ መደባት ሃገራዊ ልምዓት ብዝምልከት ዝተሳእሉ መደባት እንታይ ይመስሉ? ሃገራዊ ልምዓታዊ ውጥናትና ምስ ግዜ መመሊስና እናኸለስና እናኣወርጸጽናዮም መጺእና ኣለና። ማይ ቀዳምነት ዝስራዕ እዩ። ንብዙሕ ረቛሒታት ኣብ ግምት ብምእታው፡ ናይ ማይ ልምዓት ፕሮግራማትና ኣማዕቢልናዮም ኣለና። በብቕሩብ ዓቕሚ እናደለብና…

Read More