ቀዳማይ ገጽ ፕሮጀክት ‘ምምሕያሽ ቀረብ ኤለክትሪሲቲ፡ ተዛዚሙ።

መንግስቲ ኤርትራ፡ ቀረብን ስርዓተ ዕደላን ኤለክትሪሲቲ ኣብ መላእ ሃገር ውሑስን ርጉእን ንምግባር ናይ ዘበገሶ ፕሮጀክት ቀዳማይ ገጽ፡ ተዛዚሙ። ሓይሊ ኤለክትሪክ፡ ቅድመ-ኩነታዊ ጠለብ ሃገራዊ መደባት ልምዓት ብምዃኑ፡ መንግስቲ ኤርትራ ነቲ ዝጸንሐ ንኡስ ምንጪታት ሃገራዊ ቀረብ ክብ ንምባልን ዘላቒ ንምግባሩን፡ ናይ ቀረባ፡ ማእከላይን ርሑቕን እዋን ውጥናት ሓንጺጹ፡ ረስናዊ፡ ንፋሳዊ፡ ጸሓያውን ካልእን ምንጭታት ንምውዳድ ብዕቱብ ይሰርሕ ከምዘሎ ዝፍለጥ’ዩ።…

Read More