ቢንያም ግርማይ፡ ኣብ ሻሙናይ መድረኽ ቱር ዲ ፍራንስ ቀዳማይ ብምውጻእ ንኻልኣይ ግዜኡ ናይ መድረኽ ዓወት ኣመዝጊቡ።

ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ በልጅማዊት ክለብ ኢንተርማርሼ-ዋንቲ ቢንያም ግርማይ፡ ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ ሻሙናይ መድረኽ ቱር ዲ ፍራንስ ቀዳማይ ብምውጻእ፡ ንኻልኣይ ግዜኡ ናይ መድረኽ ዓወት ኣመዝጊቡ። ቢኒያም ኣብ’ዚ 183.4 ኪሎሜተር ዝሸፈነ መድረኽ፡ ንሓያላት ተቐዳደምቲ ዓለም ጃስፐር ፊሊፕሰንን ኣንኖድ ዲ ሊን ረቲዑ’ዩ፡ ነዚ ታሪኻዊ ዓወት በቒዑ ዘሎ። ቢኒ ኣብዚ ንፋስን ዝናብን ኣብ ዝዓብለሎ ጽንኩር ኩነታት ኣየር ዝተኻየደ ውድድር፡ ኣብ…

Read More