ቢንያም ግርማይ፡ ኣብ መበል 17 መድረኽ ቱር-ደ-ፍራንስ 11 ነጥብታት ኣዋህሊሉ።

ኣባል ቤልጁማዊት ክለብ ኢንተርማርሼ-ዋንቲ ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ፡ ሎሚ ኣብ ዝተኻየደን 177.8 ኪሎ-ሜተር ዝሸፈነን መበል 17 መድረኽ ቱር-ደ-ፍራንስ 11 ነጥብታት ብምውህላል፡ ንጠቕላላ ድምር ነጥብታቱ ናብ 387 ክብ ብምባል ንቐጠልያ ማልያ ኣብ ዝግበር ውድድር መሪሕነቱ ቀጺሉ። ቢንያም ድሕሪ’ቲ ኣብ መበል 16 መድረኽ፡ ንፍጻመ 1.3 ኪሎሜተር ክተርፎ ከሎ ዘጋጠሞ ናይ ምውዳቕ ሓደጋ፡ ሎሚ ኣብ መበል 115 ኪሎሜተር ምስ’ቲ…

Read More