ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ኣብ ውድድራት ኦሎምፒክ-ፓሪስ ንእትሳተፍ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ሰናይ ምንዮቱ ገሊጹ።

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብ ውድድራት ኦሎምፒክ-ፓሪስ ንእትሳተፍ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፡ ሎሚ ኣብ ሰዓታት ንግሆ ኣብ ዓዲሃሎ ተቐቢሉ፡ ሰናይ ምንዮቱ ገሊጹላ። ኣብ’ቲ ኮሚሽነር ባህልን ስፖርትን ኣምባሳደር ዘመደ ተኽለ፡ ከምኡ’ውን ኣካየድቲ ፈደረሽናትን ሃገራዊ ኮሚተ ኦሎምፒክን ዝተረኽቡሉ መፋነዊ ስነ-ስርዓት፡ ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ኣብ’ዚ ቅንያት’ዚ ዘሎ ውዕዉዕ ናይ ስፖርት ሃዋህው፡ ብደረጃ ሃገር ንዘሎ ባህግን ሓይልን ዘንጸባርቕ ምዃኑ ብምሕባር፡ “ኤርትራ፡ ብቑጽርን…

Read More