A Letter from Asmara

[BY ABDIRIZAK TERRA | MEDIUM] In the realm of competing global narratives, some stories remain obscured, hidden beneath layers of misconception and misrepresentation. Among these tales lies the enigma of Eritrea, a nation whose reality often varies dramatically from the perceptions peddled by mainstream Western legacy media. As a Somali journalist, my recent one week…

Read More

መደረ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ

ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን፣ ንህዝቢ ኤርትራ፣ ኣብ ውሽጢን ወጻኢን፤ ምስ ኩሎም ፈተውቱን፣ ሓራ ህዝቢ ዓለምን ዮሃና! ነዛ ዕዝዝቲ ዕለተ-ናጽነት 33 ንምምዕራግ፤ ቀስቃሲ መሰናድኦታት ኣብ ምድላው፣ ኣበርክቶ ንዝገበሩ ኩሎም ከኣ ምስጋና! ኣብ ዝኽሪታት ናጽነትና፣ ዓመት-ዓመት፤ ኣብ ዲናሚካዊ ሃገራዊ ህንጸት ናጻን ልዑላዊትን ኤርትራ፤ ዝተዓመ ገስጋስ ተልእኾ ኣዛሚድና ንምግምጋም፤ ኣብ ዓለምን ጎዶቦናን ዘሎ ተቐያያሪ ሃዋሁ ንድህስሰሉ ኣጋጣሚ’ዩ። ኣብ’ዚ ዝሓለፈ 33…

Read More

ወግዓዊ ጽንብል መበል 33 ዓመት ናጽነት፡ ብልዑል ድምቀት ተኻዪዱ።

ወግዓዊ ጽንብል መበል 33 ዓመት ናጽነት፡ “ውሕስነት ሰላም ብመኸተ” ብዝብል ቴማ፡ ሎሚ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ-ቐትሪ ኣብ ስታድዩም ኣስመራ ብልዑል መዓርግ ተኻዪዱ። ኣብ’ቲ ብናይ ክብሪ ሰልፊ ዝተሰነየ ሰላምታ ንክቡር ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂን ዝኽረ-ሰማእታትን ዝፈለመ ወግዓዊ ስነ-ስርዓት፡ ኣቦ-መንበር ሃገራዊ ኣወሃሃዲ ሽማግለ በዓላት ኣምባሳደር ዘመደ ተኽለ፡ ብኣማኢት ኣባላት ወተሃደራዊ ሰልፊን ስነ-ጥበባውያንን፣ ከምኡ’ውን ብመንእሰያት ተመሃሮ ዝወቀበ፡ ንሓድነት፡ ጅግንነትን ጽንዓትን…

Read More