ሃገራዊ ወርፊ ክታበት ንፍዮን ሩቤላን፡ ኣብ መላእ ሃገር ተጀሚሩ

ሃገራዊ ወፍሪ ክታበት ንፍዮን ሩቤላን ከምኡ’ውን ምዕዳል ቫይታሚን ‘ኤ’፡ ሎሚ 24 ሚያዝያ ኣብ መላእ ሃገር ተጀሚሩ። እቲ ወፍሪ፡ ኣብ ዞባ ማእከል ኣብ ኮማዊ ሆውፒታል ጎዳይፍ ብዝተኻየደ ስነ-ስርዓት’ዩ ብወግዒ ተበጊሱ። ኣብ’ዚ ካብ 24 ክሳብ 28 ሚያዝያ ዝካየድ ሃገራዊ ወፍሪ፡ ኣብ ክሊ ዕድመ ሽድሽተ ኣዋርሕ ክሳብ ሓሙሽተ ዓመት ዝርከቡ ልዕሊ ፍርቂ ሚልዮን ክኽተቡን ቫይታሚን ‘ኤ’ ክዕደሉን’ዮም። ነዚ…

Read More