ሞት 40 ሓራምዝ ኣራት-ኪሎ ዘኸተለ ዓውደ-ውግእ – 3ይ-ክፋል

ኣብ ዓንቀጽ ካልኣይ ክፋል ናይዚ ኣርእስቲ’ዚ፡ ዶክተር ኣርዓዶም ተድላ ካብ ኤመሪካ ንሜዳ ኣትዩ፡ ነቲ ድሕሪ መሪር መስዋእቲ ናብ ንቡር ተመሊሱ ዝተዋሕሰ ድፋዓት፡ ብፍላይ እቲ ኣብ ኤመሪካ ምስ ሜ/ጀ ቁምላቸው ደጀነ ማእከል ዕላሎም ኮይኑ ዝነበረ ድፋዕ እንሲ ምስ ውዑይ ኣሰር ዝተጸፋጸፈ ሬሳታት ጸላኢ ከም ዝርኣዮ፣ ዶክተር፡ መንቀሊ ናይቲ ህልኽ ዝመልኦ ውግእ እምሰሊምን እንስን እንታይ ምዃኑ ምስ…

Read More