ዒድ ኣልፈጥር ኣልሙባረክ፡ ሎሚ ብኽብ ዝበለ ስነ-ስርዓት ተባዒሉ።

ዒድ ኣልፈጥር ኣልሙባረክ ናይ 1445 ህጅሪያ፡ ሎሚ 10 ሚያዝያ 2024 ኣብ መላእ ሃገር ብኽብ ዝበለ ስነ-ስርዓት ተባዒሉ። ኣብ ኣስመራ፡ ኣሽሓት ኣመንቲ ብንግሆኡ ካበየ መሳጊድን ጀዋምዕን ተክቢር እናገበሩ ኣብ ሜዳ ባሕቲ መስከረም ምስ ተኣኻኸቡ፡ ብሓባር ሰላት ዒድ ኣብጺሖም። ኣብ’ቲ ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን መንግስትን ግንባርን፡ ኣብ ኤርትራ ዝመደበሮም ዲፕሎማሰኛታት፡ ከምኡ’ውን ብኣሽሓት ዝቚጸሩ ምእመናን ዝተረኽቡሉ ስነ-ስርዓት፡ ሙፍቲ ኤርትራን ኣቦ-መንበር…

Read More