ሞት 40 ሓራምዝ ኣራት-ኪሎ ዘኸተለ ዓውደ-ውግእ (4ይ-ክፋል)

ኣብ ዓንቀጽ ሳልሳይ ክፋል ናይዚ ኣርእስቲ’ዚ፡ ኣብ መጥቃዕቲ ሽረ (ለካቲት 1989) ናይ ዝተሳተፉ ኣሃዱታት ህዝባዊ ግንባርን ጕዕዞኦምን ኣላሊና፡ ኣብቲ ግንባር ምስ በጽሑ ዝግባእ ሓበሬታዊ መግለጺ ድሕሪ ምስማዕ፡ ሜካ 74 ቦታ መዳፍዑን ዝወቕዖ ሸቶን፡ ኣነጺሩ ረሻሻቱን ታንክታቱን ዝስለፈሉ ኣንፈታት እውን ምስ ኣጋር ሰራዊት ብርጌድ 19 ከም ዘተኣሳሰረ፣ ኣንጻር ሓደ ኣጋር ብርጌድ ህዝባዊ ግንባር ብዛዕባ ዝገጥም ዓቕሚ…

Read More