ንልክዕ መረዳእታ

ልክዕ ከምዛ ሎሚ ዕለት፡ 13 ሚያዝያ 2002፡ ኮምሽን ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ ብመሰረት ስምምዕ ኣልጀርስ፡ ቀያዲን ናይ መወዳእታን ብይኑ ዝሃበላ እያ። ኣብ ዘረባ ተልመዴን ተንታኖ እናሻዕ በጨቕ ዝብል፡ ኣብዚ ቀረባ ግዜ’ውን ክድሀ ዝቐነየ ሒቕታት ኣሎ። በዚ ኣጋጣሚ’ዚ ግጉይ ኣበሃህላታት ምእራም ኣገዳሲ ይኸውን። “ዶብ ዝመንቀሊኡ ኲናት?” ወያነ ብገዚፍ ድጎማን ድርኺትን ግዳማውያን፡ ኣብ ግንቦት 1998 ኣብ ልዕሊ ህዝቢ…

Read More