ወግዒ ‘መኣዲ’ ኣብ ስድራ-ቤት

ሕብረተ-ሰብ ኤርትራ፡ ብዓይነትን ብዝሕን ኣዝዮም ረዘንቲ ክብርታት ዘለውዎ ህዝቢ እዩ። እዚ ክብርታት እዚ ስለዝውነነ ድማ’ዩ፡ ኣብዛ ኹሉ መሰናኽላት ዝመልኣ ዓለም፡ ዘጋጥምዎ ብድሆታት እናሰገረ፡ ነቲ ንዘመናት ዝዓቀቦ ክቡር ስነ-ምግባራቱ ብሓድነት እናኣስተማቐረ ዝቕጽል ዘሎ። ኣብ ሕብረተ-ሰብና፡ ብሉጻት ክብርታት ኣለዉ ክበሃል እንከሎ፡ ነውርታት – ማለት ዒብ እውን ዝሓቘፈ እዩ። ክዕቀቡ ዘለዎም ክብርታትን ክውገዱ ዘለዎም ነውሪታት ናይ ሓደ ሕብረተሰብ…

Read More

Workshop on Tigre Language Oral Poetry Concluded

Asmara, 4 March 2024 – A workshop dedicated to the oral poetry of the Tigre language, held at the Asmara Palace Hotel, successfully concluded on 3 March. The event, which began on March 1, saw participation from representatives across the country who engaged in detailed discussions aimed at enriching a comprehensive 600-page research book on…

Read More