መጋቢት – ዘይሃስስ ዝኽሪ ኣረሜንነት

ኣብ ታሪኽ ኤርትራ፡ ወርሒ መጋቢት እትዝከረሉ ሓያሎ መሰክሕ ፍጻመታት ኣሎ። ኣብ ለካቲት 1975 ኣብ ማእከል ኣስመራ ዝጀመረ ልዕሊ 1000 ዜጋታት ብጠያይትን ካራሩን ዝሃለቕሉ ጭካነ፡ ናብ ብዙሕ ከባቢታት ኤርትራ’ዩ ልሒሙ። ብ9 መጋቢት 1975፡ ኣብ ኣቑርደት 467 ዜጋታት ተቐንጺሎም፡ 80 ቆሲሎም፡ 150 ኣባይቲ ምስ ንብረቱ ተቓጺሉ። እዛ ዕለት’ዚኣ “ጸላም ሰንበት” ተባሂላ ትዝከር። ብዘይካ’ዚ ኣብ ሕርጊጎ 500 ዜጋታት…

Read More