ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ፡ ሜጀር ጀነራል ሑመድ ካሪካሬ ብሕማም ተሰዊኡ።

ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ፡ ሜጀር ጀነራል ሑመድ መሓመድ ካሪካሬ፡ ሎሚ 13 መጋቢት ኣብ መበል 73 ዓመት ዕድመኡ፡ ብሕማም ተሰዊኡ። ኣብ ወርሒ ሚያዝያ 1969 ናብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ዝተጸንበረ፣ኣብ ወርሒ ግንቦት 1970 ድማ ምስ ምውላድ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ ካብ’ቶም ቀዳሞት መስረትቲ ዝዀነ ተጋዳላይ ሑመድ ካሪካረ፡ኣብ እዋን ሓርነታዊ ቃልሲ -ኣብ ተዋጋኢ ሰራዊትን ክፍሊ ኤምዳድን ብዝተፈላለየ ጽፍሒታት…

Read More