ሞት 40 ሓራምዝ ኣራት-ኪሎ ዘኸተለ ውግእ

ዶክተር ኣርዓዶም ተድላ ይበሃል፣ ናይ ሕጊ ምሁር ኤርትራዊ እዩ። እዚ ስዒቡ ዝቐርብ ታሪኽ ኣብ ዝተፈጸመሉ ግዜ፡ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኤመሪካ ይነብር ነበረ። ዶክተር ኣርዓዶም፡ ካብ ግዜ ምምሕዳር እንግሊዝ ኣብ ኤርትራ ጀሚሩ፡ ኣብ ምትርጓምን ካልእን ይነጥፍ ስለዝነበረ፡ ካብ ክሊ ህንጻታት ኣብያተ-መንግስቲ ርሒቑ ከም ዘይፈልጥ እዮም ፈለጥቱ ዘዕልሉ። ብምኽንያት ስራሑ ድማ – ምስ ክብ ዝበሉ ሰብ መዓርግ…

Read More