ህይወታውያን ባሕሪ ከም ምንጪ መግቢ

ዝኾነ ፍጡር ብህይወት ንኽነብር፡ ብቐዳምነት ካብ ዘድልይዎ ነገራት ሓደ – መግቢ እዩ። መግቢ ካብ ዝተፈላለዩ ህይወታውያን፡ ኣትክልትን እንስሳታትን ክርከብ ይኽእል። እዞም ህይወታውያን ኣብ ዝተፈላለዩ ኣከባቢታት – ማለት ንቑጽ መሬት፡ ማያዊ ኣካል – ባሕርታት፡ ውቅያኖሳት፡ ኣፍላጋትን ቀላያትን ክርከቡ ይኽእሉ። ናይ’ዚ ጽሑፍ ቀንዲ ዛዕባ ኣብ ባሕሪ ዝርከቡ ህይወታውያን፡ ኣብ ምውሓስ መግቢ ዘለዎም ኣበርክቶ ወይ ድማ ባሕሪ ከም…

Read More