‘ሓይሊ 33’ – ኣብ ምስባር በሪ ስጋለት

ካልኣይ ክፋል እቲ ኣብ ውሽጢ ከበባ ኣትዩ ዝዋጋእ ዝነበረ ሰራዊት ደርግ፡ ንገባር ቈልዓ ሰበይቲ ጅሆ ሒዙ ኮፍ በለ። እዚ ጉዳይ’ዚ ዘተሓሳሰቦም መራሕቲ ውግእ ህዝባዊ ግንባር፡ ካብ ዕለት 12 ክሳብ ዕለት 14 መጥቃዕቲ ደው ኣቢሉ ካልእ ፍታሕ ሃሰስ ክብል ጀመረ። ፍታሕ ከምጽእ ይኽእል’ዩ ተባሂሉ ካብ ዝተፈተነ ሓደ፡ ብመንገዲ’ቶም ኣቐዲሞም ዝተማረኹ ላዕለዎት መኮነናት ደርግ ኣቢልካ ብሰላም ኢዱ…

Read More