‘ሓይሊ 33’ – ኣብ ምስባር በሪ ስጋለት

ሳልሳይ ክፋል ኣብ ከባቢ ሲኔማ ኣይዳ ዓሪዱ – ናብ ጥዋለት ከቋምት ዝጸንሐ ሰራዊት ህዝባዊ ግንባር፡ ብወዲ-ጠዓመን ሃይወይን ዝምራሕ ካልኣይ ቦጦሎኒ ብርጌድ 71 ክ/ሰ 70 ነበረ። እታ ኣሃዱ ስለያ ኸኣ፡ ካብ ስኔማ ኣይዳ የማን ኣብ ዝነበረ ገዛውቲ ከውሊ ተጠቒማ ተኣከበት’ሞ፡ ብስታፍ ስለያ መድሃኔ ደባስ – ብዛዕባ ናብ’ቲ ቦታ መጸውዒኣን ዝተዋህባ ተልእኾን መግለጺ ተዋህባ። “እሞ ብጾት፡ መጸውዒና…

Read More