ወግዓዊ ምብጻሕ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ሪፓብሊክ ግብጺ 24 – 26 ለካቲት 2024

ኤርትራን ግብጽን፡ ምስ ቀይሕ ባሕሪ ካብ ዝዳወባ ኣርባዕተ ሃገራት ኣፍሪቃ ብምዃነን፡ ዝምድናአን ዘመናት ዘቚጸረ’ዩ። በብእዋኑ ዝርከብ ዘሎ ጥንታዊ ቅርስታት’ውን ኣብ መንጎ ነበርቲ ምድሪ- ባሕሪ (ናይ ሎሚ ኤርትራ)ን ጥንታውያን ግብጻውያንን ንዝነበረ ንግዳውን ካልእን ዝምድናታት ዘረጋግጽን ዘጒልሕን’ዩ። ብዝበለጸ እናደልደለን ህዝባዊ መልክዕ እናሓዘን ዝመጽአ ግና፡ ኤርትራ ኣንጻር ድሌት ህዝባን ኣህጉራዊ ሕግን፡ ብጉልባብ ፈደረሽን ምስ ዘውዳዊት ኢትዮጵያ ክትቊረን ድሕሪ…

Read More