ውሑዳት ታቤላታት፡ ብዙሕ ትሕዝቶ፡ ኣብ ስጋለት ቀጣን

ከተማ ምጽዋዕ ኣብ ቅንያት ዝኽሪ ስርሒት ፈንቅል ስለዘላ፡ ኣብ ብዙሕ ቦታታት ነቲ በዓል ዘንጸባርቕ ምድላዋት እዩ ዝረአ። ሎሚ ዕለት 08/02/2024 ምሸት ምስ መሳርሕተይ ኣብ ጎደናታት ባጽዕ ከም ኩሉ ግዜ ሸናዕ እናበልና፡ ናይ ቅንያት ዝኽሪ ስርሒት ፈንቅል ዳሳትን ስሉም ጽርግያን እዩ ተቐቢሉና። እዚ ኩሉ ዘንጸባርቕ ነገር ንድምቀት ናይዚ በዓል ዘርኢ ኮይኑ፡ ካልእ ተወሳኺ ደስ ዘብል ትዕዝብቲ…

Read More