ቀይሕ ባሕሪን ጂኦ-ፖለቲካኡን

ንቀይሕ ባሕሪ ዝምልከቱ ዝተሓላለኹ ተርእዮታት ኣብ ዝኽሰቱሉ ዘለዉ ህሞት፡ መንግስቲ ኤርትራ ሓድሽ መጐተ የብሉን። ኣብ 2019 ዘቕረቦም ክልተን-ሓደን ወረቓቕቲ፡ ንመሰረት ሰረተ-እምነትን ፖሊሲታትን መንግስቲ ኤርትራ ዝገልጹ’ዮም። እቲ ቀዳማይ – “መትከላት ኤርትራ ኣብ ምውሓስ ሰላምን ርግኣትን ቀይሕ ባሕሪ” ብዝብል ኣርእስቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ተቓሊሑ ነይሩ። ካልኣይ ክፋሉ ይስዕብ)፦  ጂኦ-እስትራተጂያዊ ኣገዳስነት ቀይሕ ባሕሪ  ከም ኣህጉራዊ ማያዊ መስመር፡ ብኡ…

Read More