በዓል ጥምቀት፡ ኣብ መላእ ሃገር ብልዑል ድምቀት ተኸቢሩ።

በዓል ጥምቀት፡ ብጹኣን ሊቃነ ጳጳሳትን ጳጳሳትን፡ ተወከልቲ ቤት-ጽሕፈት መንበረ ፓትርያርክ፡ ሓለፍቲ ሃገረ ስብከት ኣስመራ፡ ሊቃውንቲ፡ ምምሕዳራት ሰበኻ ጉባኤታትን ተወከልቲ ኣድባራትን፡ ከምኡ’ውን ሰበ-ስልጣን መንግስቲ፡ ዲፕሎማሰኛታትን ብኣሽሓት ዝቚጸሩ ምእመናንን ኣብ ዝተረኽቡሉ፡ ሎሚ 20 ጥሪ ብልዑል ድምቀት ተኸቢሩ። ብደረጃ ሃገር ኣብ ከተማ ኣስመራ – ከባቢ ሜዳ ባሕቲ መስከረም ኣብ ዝርከብ ባሕረ-ጥምቀት ኣብ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት፡ ብመሪሕነት ዓቃበ መንበር ቅዱስ…

Read More

Timket Celebrated Nationwide

Asmara, 20 January 2024 – Timket (Epiphany) was celebrated today across the country in a colorful manner. During the celebration in Asmara, at the Holy Water site around Bahti Meskerem Square, a prayer service was conducted. It was led by His Holiness Abune Petros, Archbishop of the Eritrean Tewahdo Orthodox Church, and joined by other…

Read More