45th Anniversary of the Launch of Dimtsi Hafash Radio

Asmara, 31 December 2023- The 45th anniversary of the launching of the Dimtisi Hafash (Eritrea Radio) has been observed today, 21st December at students of the Abraha Bahta School of Visually Impaired. Mr. Ghirmay Berhe Mr. Ghirmay Berhe, Director General of the Radio Department, delivered an extensive briefing at the event. He outlined the historical…

Read More

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት፡ ናይ ዮሃና መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ።

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት፡ ናይ ዮሃና መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ። ምሉእ ትሕዝቶኡ ይስዕብ፦ መልእኽቲ ሓድሽ ዓመት ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት 2024፡ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጥን ወጻእን፡ ንሓይልታት ምክልኻሉን፡ ዮሃናን ሰናይ ምንዮትን። ዓመተ 2023 – ብደረጃ ዞባን ኣህጉርን፡ ተፈጥሮኣውን ሰብ-ሰርሖን ሓደጋታት፡ ቅልውላዋትን ዕጥቃዊ ግጭትን ዝበዝሓ ዓመት’ያ ነይራ። ኣብ’ዚ ቅልውላዋት ዝዓብለሎ ሃዋህው፡ ህዝቢ ኤርትራ፥ ስኒቱ፡ ሓድነቱን ርግኣቱን…

Read More